ሰበ”ስልጣን መንግስታት ኣሜሪካን ሩስያን ድሕሪ 3ተ ዓመታት ንፈለማ ግዜ ኣብ ሱዕዲ ምዝታዮምን፡ ኲናት ዩክሬን ብሰለማዊ መንገዲ ደው...
Year: 2025
ብኣባላትን መሪሕነትን ምንቅስቃስ ብርጌድ ንሓመዱ ተመሪሑ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ናይ ቃልሲ ጉጅለ ዕዉት ስራሕ ኣብ ምስራሕ ምህላዉ...
ሚኒስተር ዜና ጉጅለ ህግደፍ ዝኮነ የማነ ቻርሊ፡ ነቲ ብመንገዲ ዶክተር ምላቱ ተሾመ ዝተዋህበ ክሲ ኣመልኪቱ ትማሊ ሰሉስ...
ዶክተር ተሾመ ሙላቱ: “ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ካልእ ግጭትን ህልቂትን ከይፍጠር ስጉምቲ ዝውሰደሉ ግዜ ሕጂ ኢዩ” ብዝብል ኣርእስቲ...
ኢንግሊዝ ብመንገዲ ‘ሆም ኦፊስ’ ኣቢላ ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ፡ ብንኣሽቱ ጀላቡ ንመትረብ ኢንግሊዝ ኣቋሪጾም ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ስደተኛታትን...
ኮምሽን ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ብድምጺ ኣባላቱ ንሚኒስተር ጕዳያት ወጻኢ ጅቡቲ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ናይቲ ሕብረት...
ኣብ ኲናትን ወረ ኲናትን ተሓቢኡ ክነብር ዝመርጽን፡ ብምስምስ ምዕቃብ ስልጣን ንናይ ኲናት ሃዋህዉን ዘይምርግጋእን ከም ስትራተጂ ዝክተል...
ኣብ ሆላንድ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸንሑ 4 ኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሓደን፡ መጀመርያ ወርሒ ክልተን...
ዩልያ ማሊቮንስኪ ዝተባህለት ኣባል ባይቶ እስራኤል ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ካብ እስራኤል ንክጠረዙ ዝሓትት እማመ ብ51 ድምጺ ደገፍ፡...
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኬር ክልተ ምክትል ፕረስደንት ዝርከብዎም ሓያለ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ ካብ ዝመዝነቶም ከምዘሰናበቶም ተገሊጹ። ካብቶም...