ካብዚ ዝሓለፈ ቀረባ መዓልታት ኣትሒዙ፡ ንርእሰከተማ ካርቱም ኣብ ትሕቲ ምሉእ ቁጽጽሩ ንምእታው ኣብ ጫፍ ዓወት በጺሑ ምህላዉ...
Year: 2025
ካብ ዝሓለፈ ሳምንታት ኣትሒዙ ኣብ ግብጺ ብዝረአ ዘሎ ሃድን ስደተኛታት፡ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ጸገም...
ኣብ ሓሙሻይ ዙር ምልውዋጥ እሱራት እስራኤልን ሓማስን፡ ሓማስ ጅሆ ሒዝዎም ንዝጸንሐ 3ተ እስራኤላውያን ዜጋታት ድሕሪ ምልቃቁ፡ እስራኤል...
ኣብ ከተማ ኦሮብሩ ናይ ሽወደን ብ4 ለካቲት 2025፡ ሪቻርድ ኣንደርሰን ዝተባህለ ወዲ 35 ዓመት ሽወደናዊ መንእሰይ ኣብ...
ጉጅለ ህግደፍ ንኣባላት ደምበ ፍትሒ ዝነበሩ ተወላወልትን፡ ውልቃዊ ረብሓ ዘቀደሙ መትከል ኣልቦ ዜጋታትን ከም መጋበርያ ተጠቂሙ፡ ብመንገዲ...
ቤትጽሕፈት መንግስቲ ፈደራልን፡ ውልቃዊ ሕሳብ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድን፡”ለበዋ ንህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ ንልሂቃን ትግራይ” ኣብ ትሕቲ ዝብል...
ኤውሮፓዊት ሃገር ስዊዘርላንድ ሕቶ ዑቅባ ንዘይተፈቅደሎም ኣስታት 300 ዝቁጽሮም ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ንምጥራዝ ዘውጸአቶ መደብ፡ ካብ...
ህግደፍ ምሕረት ጌረልኩም ብምባል ካብ ስደት ናብ ሃገር ብዘእትዎም ዘሎ ተወላወልቲ ዜጋታት ኣቢሉ፡ ከም ዝሰዓረን ከምዝተዓወተን ኮይኑ...
ኣብ ሃገረ ኡጋንዳ ኢቮላ ሱዳን ዝተሰምየ ዓሌት ኢቦላ ዝኮነ ሓደገኛ ቫይረስ ከምዛኣተወ፡ ሚኒስተር ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር...
ብርጌድ ንሓመዱ ሽወደን ትማሊ ቀዳም 1 ለካቲት 2025 2ይ ጉባኤኡ ብውዕውዕ ኣገባብ ከምዘካየደ፡ ኣብቲ ጽንብል ዝተሳተፉ ኣባላት...