ካብ ዝሓለፈ ቀረባ መዓልታት ኣትሒዙ፡ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንዝጸንሐ ኣቶ ጌታቸው ብምትካእ፡...
eripm
ሃገር ረመጽ ኮይናቶም ዝሓሸ ናይ ናብራ ዕድላትን ናይ ምንባር ነጻነትን ንምርካብ ናብ ስደት ኣብ ልዕሊ ዘምርሑ መንእሰያት፡...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ዝቐጸለ ዕጥቃዊ ግጭት መንግስቲ ፈደራልን ሓይልታት ፋኖን፡ ካብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣትሒዙ...
ቅድሚ ሒደት መዓልታት ካብ ጅቡቲ ናብ የመን ዝጓዓዙ ዝነበሩ ብርክት ዝበሉ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፡ ደሃያ ሃጢሙ...
ትካል ምርምር ኤርትራ ንፖሊሲን ስትራተጅን (ERIPS)፡ ነዚ ኣብዚ ቀረባ እዋን ብሰበ-ስልጣን ጀርመን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተወስደ...
መንግስቲ ግብጺ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ክገብሮ ዝጸንሐ ግዱድ ናይ ምጥራዝ መስርሕ ብዝሓየለ መዳይ ይቅጽሎ ምህላዉ፡ ተሓለቕቲ...
ክፍሊ ዲፕሎማሲ ዓለምለኸ ምንቅስቃስ ይኣክል፡ ብመንገዲ መንእሰይ ተቃላሳይ ኣብርሃም ተስፋይ ዝተበገሰን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ዜጋታትና...
ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ምሁራን ትማሊ ኣማሲዩኡ ኣብ ናይ ቃልሲ ሜዲያታት ቀሪቦም፡ ንሉኡላአነት ኤርትራን ሕቶ ባሕሪ ኢትዮጵያን ዝድህስስን፡ ብቋንቋታት...
ጉጅለ ህግደፍ ምስ ግብጺ ብምኳን፡ ምስ ቀይሕ ባሕሪ ዘይዳወባ ሃገራት ኣብ ጉዳያት ቀይሕ ባሕሪ ዝዀነ ይዅን ተሳትፎ...
ድሕሪ ስምምዕ ምቍራጽ ተጻቦኦ፡ ንኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ዝግ ኢሉ ዝጸንሐ ደማዊ ግጭት እስራኤልን ዕጡቅ ጉጅለ ሓማስን፡ ካብ...