ኣብ ምሽብሻብ ንዳግማይ ጥፋኣት ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ኣብ’ዚ ሰሙን ዓሰብ ናብ ኢትዮጵያ ምካዳ ኣይተርፍን፡ ተጠቂምናላ ስለዘይንፈልጥ ውን...
eripm
“ኣብ መንጎ ፖለቲካውያን መራሕቲ ውድብ ሕዋሓትን፡ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ተፈጢሩ ዘሎ ምፍልላይ ናብ ሓይልታት ጸጥታ ንምልሓሙ...
ብመንገዲ ኣፈኚኡ ኳደረ ኣወል ስዒድ ኣቢሉ ህዝቢ ንምርሳንን፡ ናይ ጥፋኣት ወኒ ንምቅስቃስን ነጋሪት ኲናት ዝነፍሕ ዘሎ ጉጅለ...
ልዕሊ 30ዓመታት ኣብ ትሕቲ ናይ ኲናት ሃዋሁ ተሓቢኡ፡ ብደም ዜጋታት ዕድመ ስልጣኑ ኣብ ምንዋሕ ዝርከብ ኣረሜናዊ ስርዓት...
ሓይልታት ወሃቢ ቅልጡፍ ደገፍ ዳዕመል ሰሪዕ (RSF)፡ ላዕለዋይ ኣዛዚኡ ኣቡጋል ካይካል ምስ እሙናት ወተሃደራቱ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት...
ሩስያ ኣብ እተአንግዶ ዘላ ሓፈሻዊ ዋዕላ ባይቶ ብሪክስ ኣብ ምስታፍ ዝርከብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ...
ብርጌድ ንሓመዱ ጨንፈር ዴንማርክ ምስ ሚኒስትሪ ኢመግረሽን ዴንማርክ ውጺኢታዊ ዘተ ከምዘካየደ ኣፍሊጡ። ብርጌድ ንሓመዱ ጨንፈር ዴንማርክ፡ ምስ...
ኣብ ትሕቲ ጸረ ህዝብን ሃገርን ዝኮነ ኣረሜናዊ ጉጅለ ህግደፍ ካብ እትወድቅ ንንየው፡ ኣብዚ ዝሓለፈ 33 ዓመታት ጥራሕ...
ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ህግደፍ ኣብ ሕብራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝኮነ ኣቶ ብርሃነ ገብርሂወት፡ ኣብ’ቲ ኣብ ኦክላንድ ሕቡራት መንግስታት...
ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሓይልታት ወሃብቲ ቅልጡፍ ደገፍ፡ ንናይ ደጋሎ ሕሜቲ ጉጅለ ገዲፉ ናብ ሃገራዊ ሰራዊት ሱዳን ከምዝተጸንበረ፡...