ብዘይየቛርጽ ኲናትን ወረ ኲናትን ዝሰልከዮም ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ናብ ዝቐረበሎም ከርሕቚ ይረኣዩ ኣለው። ካብ ዉሽጢ ሃገር...
Local News
ሕጂ’ውን መራሒ ጉጅለ ህግደፍ ዘየስርሕ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዲፕሎማሲ እንዳውፈረ :ነዊሕ ከይከዱ ኲናት ዝወልዱ ዝምድናታት ኣንዳመስረተ : ኤርትራን...
ንኽልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ናብ ጂቡቲን ኢትዮጵያን ዘምርሐ ፕረዚደንት ፈረንሳ ኤማኑኤል ማክሮን፡ ኣብ’ቲ ምስ ቀዳማይ...
ተሰማዕነት ካብ ዘለዎም ሰኔተራት ኣመሪካ ክልተ ፡ ሪቻርድ ዱርቢንን ፐተር ወሊሽን ፡ ነቶም ኣብ ኤርትራ ብስርዓት ህግደፍ...
ጉጅለ ህግደፍ ንመሰረታዊ ጠልባት ህይወትን ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ከም መሳርሒ ጭኮና ብምጥቃም ፡ ህዝቢ ን34 ዓመታት ኣብ ዝተሓተ...
ኣብ ቀዳምይ ሰሙን ወርሒ ታሕሳስ ናይ 2012፡ ጓል 15 ዓመት እንከላ ብኣባላት ስለያ ህግደፍ ካብ ከባቢ ዶብ...
ብዝሒ ኤርትራዉያን ስደተኛታት ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ሓጺር እዋን ይተዓጻጸፍ ምህላዉ ዝተረደኦ ህግደፍ፡ ኣብ ልዕሊ እቶም ስደተኛታት ጽልዋን...
ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ጀርመን ብ7 ታሕሳስ ሳልሳይ ምዱብ ጉባኤኡ ኣቃኒዑ። ኣብቲ ሓደስቲ ኣባላት መሪሕነት ብድምጺ ተሳተፍቲ ዝተተኽሉ...
ብሰልፊ ብልጽግና ዝምራሕ መንግስቲ ፈደራል ኢትዮጵያ፡ ሕጂ ውን ኣስታት 500 ዝቁጽሮም ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ብመንገዲ ክልል ዓፋር ኣቢሉ...
ከም ንኹለን ከተማታት ሃገርና ፡ ንከተማ ኣስመራ ካብ ንጡፍ ቊጠባዊን ንግዳዊን ገስጋስ ኣደስኪሉ ዘሎ ህግደፍ ፡ ነተን...