ኣብ ሃገረ ኡጋንዳ ኢቮላ ሱዳን ዝተሰምየ ዓሌት ኢቦላ ዝኮነ ሓደገኛ ቫይረስ ከምዛኣተወ፡ ሚኒስተር ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር...
ብርጌድ ንሓመዱ ሽወደን ትማሊ ቀዳም 1 ለካቲት 2025 2ይ ጉባኤኡ ብውዕውዕ ኣገባብ ከምዘካየደ፡ ኣብቲ ጽንብል ዝተሳተፉ ኣባላት...
ህዝባዊ ሕቶ ንምሽፋን ወትሩ ኣብ ኲናትን ወረ ኲናትን ተሓቢኡ ክነብር ዝህቅን ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕጂ ውን ሰለስተ መካይን...
ኣመሪካዊ ጸሓፍን ናይ ታሪኽ ተመራማርን ዝኮነ ዶክተር ማይክል ሩቢን፡ ትማሊ ኣምስዩኡ ምስ ተለቪዥን ኤሪፒኤም ኣብ ዝገበሮ ሰፊሕ...
ህግደፍ ኣብ ከተማ ባጽዕ ንመኸተ ንዳሎ ብዝብል ቃናታት ኣኬባታት የካይድ። ንኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ መሪሑ ኣብ ዞባ ቀርኒ...
ብሰንኪ”ቲ ንዝሓለፈ ልዕሊ 15 ኣዋርሕ ክካየድ ዝጸንሐ ኲናት ሓማስን እስራኤልን፡ ልዕሊ 60 ሚእታዊት ትሕተ-ቅርጺ ጋዛ ምሉእ ብምሉእ...
ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፡ ሰንበት 26 ጥሪ 2025 ኣብ ቤተ ክርስትያን ርእሰ ኣድባራት ደብረ-ጽዮን ቅድስት ማርያም...
ምስ ኣብይ ኣሕመድ ብምልፋን ንዝሓለፈ ልዕሊ 4ተ ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስዉር ናይ ስለያን ጭውያን መርበባት ዘርጊሑ፡...
ኢትዮጵያ ደጊም ናይ ሓደ ዜጋ ሂወት እዉን ይዂን ኣብ ኲናት ክትከስር ኣይንደልን ፡ ኮፍ ንበል ንዘራረብ፡ ክብል...
ህግደፍ ዋላ ምስ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኲናት እንተዘይኣተወ : ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ዘይምቅዳዉ ንኤርትራ ክህልዎ ብዛዕባ ዝኽእል...