መጠን ሕቶ ዑቕባ ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ዓመተ 2024 ብርኡይ ከምዘንቈልቈለ ትካል ሓተቲ ዑቕባ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣመልኪቱ። ብመሰረት...
ከቢድ ወተሃደራዊን ዲፕሎማስያዊን ብድሆታት ኣሸጊርዎ ከምዘሎ ዝንገረሉ ዳዕመል ሰሪዕ ፡ ንእዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ዝሓለፈ ሰኑይ 13 ጥሪ ...
ህግደፍ መንእሰያት ናብ መሪሕነት የምጽእ ከምዘሎ ብገለ ሸነኹ ጀሚርዎ ዘሎ ጎስጓስ፡ ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝሓልፎ ዘሎ መከራ...
ወርሒ ጥሪ ካብ ስልጣኑ ዝፋኖ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፡ ካብ ስልጣን ቅድሚ ምእላዩ ንዩክሬን ናይ ልዕሊ ክልተ...
ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ተፈጢሩ ዘሎ ፖለቲካዊ ምትፍናን ዝዓቢ ዘሎ ስእነት ማሕበራዊ ፍትሕን፡ ጸጥታዊ ጸገማትን ኣብ ኣሰካፊ ደረጃ...
ግብጺ ኣብዚ ቀረባ ሰሙናት ኣብ ኣንካራ ንዝተበጽሐ ስምምዕ ኢትዮጵያን ሶማልያን ትከታተሎ ምህላዋ፡ ፕረዚደንት እታ ሃገር ዓብደልፈታሕ ኣል...
ብዘይየቛርጽ ኲናትን ወረ ኲናትን ዝሰልከዮም ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ናብ ዝቐረበሎም ከርሕቚ ይረኣዩ ኣለው። ካብ ዉሽጢ ሃገር...
ሕጂ’ውን መራሒ ጉጅለ ህግደፍ ዘየስርሕ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዲፕሎማሲ እንዳውፈረ :ነዊሕ ከይከዱ ኲናት ዝወልዱ ዝምድናታት ኣንዳመስረተ : ኤርትራን...
ንኽልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ናብ ጂቡቲን ኢትዮጵያን ዘምርሐ ፕረዚደንት ፈረንሳ ኤማኑኤል ማክሮን፡ ኣብ’ቲ ምስ ቀዳማይ...
ተሰማዕነት ካብ ዘለዎም ሰኔተራት ኣመሪካ ክልተ ፡ ሪቻርድ ዱርቢንን ፐተር ወሊሽን ፡ ነቶም ኣብ ኤርትራ ብስርዓት ህግደፍ...